ብዛዕባ ኣብ ዩክሬን ንዘሎ ፍሉይ ማዕድናት ውዕል ክፍርሙ ትጽቢት ዝተገብረሎም ፕረዚደንታ ዶናልድ ትራምፕን ቮልድይመር ዘለንስኪን፡ ብዘይ ፍረ እሞ ድማ ብዓውታን ቆይቂን ተበቲኑ። ርክብ እቶም ክልተ ...
ዝተሓደሰ--ኣብ መንጎ ሓማስን እስራኤልን ተበጺሑ ዝጸንሐ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ንምቕጻሉ ኣብ ካይሮ ግብጺ ትማሊ ሓሙስ ዝርርብ ከም ዝተኻየደ ሚኒስትሪ ዜና ግብጺ ኣመልኪቱ። ቀዳማይ ገጽ ናይቲ ...
ሎሚ ቀዳም ኣብ ዝተቓንዐ፡ 131.5 ኪሎ-ሜተር ካብ ንያንዛ ናብ ኪጋሉ ዝተሰርዐ ሻዱሻይ መድረኽ ውድድር ዙር ሩዋንዳ ብዓወት ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናሆም ዘርኣይ ክፍጸም እንከሎ፡ ንቐዳማይ ...
“ዊነር ኪድስ” ዝተሰምየ መደብ፡ ህጻናት ብሕልፊ ድማ እቶም ናይ ኣእምሮ ድሩትነት ዘለዎም ወገናት ንምንባብን ምስትምሃርን ዝሕግዝ መደብ’ዩ። ኣዳለውቲ እዚ ፕሮግራም ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኤርትራ ...
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዝገብሮ ኣኼባ፡ ሓይልታት ወሃቢ ህጹጽ ደገፍ ሱዳን ንገለ ከባቢታት እታ ሃገር ንምምሕዳር መንግስቲ ምምስራት ዝብል ዘልዓሎ ሓሳብ ዘለዎ ሻቕሎት ገሊጹ። ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ሓሙስ ከባቢ ሰዓት 10፡00 ንግሆ ብኣቆጻጽራ ሰዓት መቓዲሾ ኣትዩ፡ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ጻንሖትን ምርኻብ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚን እታ ሃገር ...
ሓደ ካብ ዓበይቲ መዓርፎ ነፈርቲ ጀርመን ዝኾነ ሙኒክ፡ ሰራሕተኛታቱ ንኽልተ መዓልታት ብዘካየድዎ ኣድማ ብኣማኢት ዝቑጸር በረራታት ተሰሪዙ። ብመሰረት ወሃቢ-ቃል እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ካብ 380 ...
ሚንስተር ምክልኻል አመሪካ ፒት ሂግሰዝ ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኣመሪካ ስለምንታይ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ መዝነቶም ተአልዮም ኣረዲኡ። ፕረዚደንት ትራምፕ፣ እቶም ሓላፊ ስታ ካብ ስርሖም ...
ኣብ ሕክምና ጽዑቕ ክንክን ዝግበረሎም ዘሎ ወዲ 88 ዓመት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሎካዊት ቤተ ክርስትያን ፍራንሲስ፡ በቲ ተጠቒዖምሉ ዘለዉ ኒሞንያ ኣብ ከቢድ ኩነታት እኳ እንተለዉ፡ ናብ ሎሚ ሰሉስ ...
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንክልተ መዓልታት ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ሚንስተራት ፋይናንስ ሃገራት ጉጅለ-20፡ ገለ ካብ ቀንዲ ሃገራት ከምዘይተሳተፋ ሮይተርስ ሓቢሩ። ካልኦት ድማ ምስ ኣካታዒ ዛዕባ ክሊማ፡ ልቓሕን ...
ብርፓብሊካውያን ዝዕበለል ተወካሎ ህዝቢ ኣመሪካ፡ ነቲ ንመንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ነዊሕ ሸንኮለል ሸሚሙ ዝጸንሐ ኣከራኻሪ ጉዳይ ባጀት ትማሊ ሰሉስ ምሸት ኣጽዲቑ። ኣብቲ ኵላቶም ኣባላት ደሞክራሲያውያን ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ጀሚሩ ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ ዳያኑ ኩሎም ከምዝተፈትሑ ማሕበር ዳያኑ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ወኪል እቲ ማሕበር ኣቶ ብርሃኑ ኣሳሳ እቶ ኣብ ...